ትካል ስደተኛታት ሕ/ሃ ሃለዋት 40 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምጥፍኡ ሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ብዘጋጠመ ምጥሓል ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ሃለዎት 40 ስደተኛታት ከምዘይተፈልጠ ሎሚ ሶሉስ ኣፍሊጡ። ካብቶም ኣብታ ጀልባ ዝነበሩ 60 ስደተኛታት ምድሓኖም’ውን ተገሊጹ’ሎ።