ትንታነ፥ ኣብ ሃገራዊ መደረ ፕረዚደንት ኣመሪካ 2023

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ትንታነ፥ ኣብ ሃገራዊ መደረ ፕረዚደንት ኣመሪካ 2023

ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ትማሊ ምሸት ንክልቲኡ ባይቶታት ብሓባርን ንህዝቢ ኣመሪካን ብቐጥታ ኣብ ኩነተ ሃገሮም State of the Union ዘስምዕዎ መደረን ንሪፓብሊካን ፓርቲ ወኪለን መልሲ ዝሃባ ኣማሓዳሪት ኣርካንሳ ሳራ ሳንደርስን ብዝምልከት ትንታነ ክህበና ንዶክተር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ካብ ኣትላንታ ጆርጂያ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።