ትንታነ፤ ህሉዊ ኵነታት ክልል ትግራይን ተኽእሎታት ሓድሽ መሪሕነትን

Your browser doesn’t support HTML5

ትንታነ፤ ህሉዊ ኵነታት ክልል ትግራይን ተኽእሎታት ሓድሽ መሪሕነትን

ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ስዒቡ ኣብ ቀረባ ኣብ ክልል ትግራይ ግዚያዊ መንግስቲ ክጣየሽ ሙኻኑ ብወገን ክልል ትግራይ መራሒ ጉጅለ ሰላም ኣይተ ጌታቸው ረዳ ነቲ ዝካየድ ዘሎ ተደጋጋሚ ዘተታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜታዊ መግለፂ ተዛሪቦም።

ኣብዚ ጉዳይ ነቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ፖለቲካዊን ካልእ ማሕበራዊ ምዕበላታትን ትንታነ ንኽህቡና ቅድም ክብል ኣብ ዩኒቨርስቲ መቀለ መምህር ዝነበሩን ብዓል ሞያ ሕጊ ገብረህይወት ሓዱሽ ዓዲምና ኣሎና።