ትንተና: ውሳነ ኤርትራ ኣብ ምዂናን ሩስያ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ሕ/ሃ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ትንተና: ውሳነ ኤርትራ ኣብ ምዂናን ሩስያ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ሕ/ሃ

ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዝሓለፈ መጋቢት 2,2022 ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ንወራር ሩስያ ዝኹንን ፡ ሰራዊታ ካብ ግዝኣት ዩክሬን ክትስሕብን ዝጽውዕ ንድፈ-ውሳነ ንድምጺ ኣቕሪቡ ኔሩ። ዝበዝሓ ክድግፍኦ ከለዋ፡ ኤርትራ ትርከበን ሓሙሽተ ሃገራት ኣንጻሩ ኣድሚጸን፡ 35 ሃገራት ድማ ንዘይምድጋፍን ንዘይምቅዋምን ድምጸን ዓቂበን።

ንምዃኑ፡ ኤርትራ ዝሃበቶ ድምጺ ካብ ምንታይ ዝብገስ`ዩ፡ እንታይ መልእኽቲ ወይ ሳዕቤን`ከ ይህልዎ ዝብል ሕቶ ኣልዒልና ንኣቶ ኣልኣዛር ኣብርሃም ኣዘራሪብናዮ ኣለና።