ትንተና: ውሳነ ኤርትራ ኣብ ምዂናን ሩስያ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ሕ/ሃ
Your browser doesn’t support HTML5
ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዝሓለፈ መጋቢት 2,2022 ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ንወራር ሩስያ ዝኹንን ፡ ሰራዊታ ካብ ግዝኣት ዩክሬን ክትስሕብን ዝጽውዕ ንድፈ-ውሳነ ንድምጺ ኣቕሪቡ ኔሩ።
ንምዃኑ፡ ኤርትራ ዝሃበቶ ድምጺ ካብ ምንታይ ዝብገስ`ዩ፡ እንታይ መልእኽቲ ወይ ሳዕቤን`ከ ይህልዎ ዝብል ሕቶ ኣልዒልና ንኣቶ ኣልኣዛር ኣብርሃም ኣዘራሪብናዮ ኣለና።