ቴክኖሎጂ ኣብ ምቅላል ህይወት ባሕረኛታት ከተማ ባጽዕ

Your browser doesn’t support HTML5

ዘመንዊ ቴክኖሎጂ ከም መሐበሪ ካርታ GPSን ካልኦትን ኣብ ህይወት ባህላውያብ ገፈፍቲ ዓሳ ዓቢ ለውጢ የምጽኡ ከም ዘለዉ፡ እቶም ንበበይኑ ወለዶታት ምግፋፍ ዓሳ ዝተኻፈሉ ይሕብሩ። ናይ ኤርትራ ወኪልና ብርሃነ በርሀ ናብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ተንቀስቒሱ ንሓደ ካብኣቶም ኣዘራሪቡ ኣሎ፡ ናብኡ ከብለኩም።