ታረቀ ተስፋሂወት ንተመረቕቲ ተመሃሮ ዝዓለመት ንጽል ዜማ የበርክት

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ታረቀ ተስፋሂወት ንተመረቕቲ ተመሃሮ ዝዓለመት ንጽል ዜማ የበርክት

ኣብ 1983 ፈላመይቲ ኣልቡሙ ዝዘርግሐ ነባር ስነ-ጥበባዊ ታረቀ ተስፋሂወት፡ ኣብ ዝሓለፈ ናብ 40 ዝጽጋዕ ዓመታት ብ10`ታት ዝቑጸራ ኣልቡማት ዝዘርግሐ ኮይኑ፡ ኣብዚ ቅንያት`ዚ ድማ ንተመረቕቲ ተመሃሮ ዝቐንዐት `ሰናይ` ትብል ነጸላ ደርፊ ዘርጊሑ`ሎ።

ታረቀ ንባዕሉ፡ ደቁ ናብ ኮለጃት ዘብጽሐን ዘብጽሕ ዘሎን ኮይኑ ኣብዚ እዋን`ዚ ምስ ሓዳሩ ኣብ ክፍለ ግዝኣት መነሶታ ይነብር ኣሎ።

ብዛዕባ'ታ ንተመረቕትን ወለድን ትምልከት ዘውጽኣ ዜማ ኣመልኪቱኣዘራሪብናዮ ኣለና ፡ ተወልደ ወ/ገ ኣዕሊልዎ`ሎ።