ቱር ሩዋንዳ 2022 ብዓይኒ ኤርትራዊያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ የካቲት 20 ክሳብ 27,2022 ኣብ ሩዋንዳ ዝካየድ ዘሎ ቱር ሩዋንዳ ዝሳተፉ ዘለው ሰለስተ ኤርትራዊያን ፕሮፈሽናል ተቐዳደምቲ ክሳብ ሎሚ ቐዳም ዝተኻየደ ሸውዓተ መድረኻት'ቲ ውድድር ኣብ ቐዳሞት ዓሰርተ ኮይኖም ይዕወቱ ኣለዎ ። ንዝረኸብዎ ዓወትንን ንዛዛሚ መድረኽ'ቲ ውድድ ርን ብዝምልከት ንናትናኤል ተስፋጽየን፥ መትከል ኢዮብን ሄኖክ ሙሉ ብርሃንን ኣዘራሪብናዮም ኣለና ።