ተጠቀምቲ መድሃኒት ሕማም ሽኮር ትግራይ ኣቓልቦ ይሓቱ
Your browser doesn’t support HTML5
ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ናብ ትግራይ ዝኣቱ መድሃኒት ምቍራጹ፡ ነቶም ሓዳሪ ሕማም ዘለዎም’ሞ ቀጻሊ መድሃኒት ዘድልዮም ኣመና ኣሸጊሩ ከም ዘሎ ወኪልና ኣለም ፍስሃ ዝለኣኾ ጸብጻብ ይሕብር። ሓደ ጕጅለ ናይዚኣቶም ብሓማም ሽኮር ዝተጠቕዑ’ዮም--ናብቲ ጸብጻብ።
Your browser doesn’t support HTML5