ዋሽንግተን —
ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወረደ ኩናትን ምፍንቓልን፡ ሰላም ከመይ ይምለስ፡ ይቕረታን ይቕረ ምብህሃልን'ከ ብኸመይ ክፍጠር ይኽእል ኣብ ዝብል ክልተ አጋይሽ ተዘራሪቦም ኣለዉ፡ ካብ ሰማዕቲ ዝቐረበ ሕቶታት'ውን መሊሶም ኣለዉ።
ኣቶ ምዑዝ ገብረሂወት፡ ኣምባሳደር ሰላምን ተቓላሳይ መሰላትን ካብ ኢትዮጵያ፥ ቅድስት ተስፋዬ ድማ ኣተኣናጋዲት መደብ ይቕረ ምብህሃል ካብ ኣመሪካ'ዮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ተወላዶ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ዕርቅን(2ይ ክፋል)