ተአሲሮም ዝነበሩ ኣመራርሓ ሳልሳይ ወያነ ምፍትሖም እቲ ውድብ ገሊጹ

ተኣሲሮም ዝነበሩ ኣመራርሓ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ከምዝተፈትሑ እቲ ውድብ ገሊፁ::

ምክትል ኣቦ መንበር ኣይተ ኣሉላ ሃይሉን ሓላፊ ፋይናንስ እቲ ውድብ ኣይተ ካሕሳይ ሃይሉ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣማስዩ ከምዝተፈትሑ ተገሊፁ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ተአሲሮም ዝነበሩ ኣመራርሓ ሳልሳይ ወያነ ምፍትሖም እቲ ውድብ ገሊጹ