ተቓውሞ ኤርትራ ኣንጻር ኵነኔ ወራር ሩስያ ብዓይኒ ተመራማሪ ታሪኽ

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ ብሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ንወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ዝዅንን ብዘይ ቅድመ-ኵነት ተጻብኦታት ከተቋርጽ ንዝኸረበ ንድፊ ጽኑዕ ውሳነካብ ዝተቓወማ ሓሙሽተ ሃገራት ክትከውን እንከላ፡ ጸኒሑ እቲ ድምጺ ኣብ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ምስ ሰገረ ድማ ብተመሳሳሊ ምስ ሩስያ ዝተቓወት ካልኣይቲ ሃገር ኣባል’ቲ ጉባኤ ኰይና ኣላ።እዚ እንታይ ሃገራዊ፡ ዞባዊ፡ ኣህጉራዊን ዓለምለኻዊን ሳዕቤናት ክህሉዎ ይኽእል፡ብተመራማሪን መምህርን ታሪኽ ፕሮፈሰርዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል