ተስፋታትን ስክፍታታትን ኣብ ከይዲ ሰላም ኢትዮጵያ

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣቶ ኢሳያስ ሃይለማርያም ን ኣቶ ኤርምያስ አማረ

ተኽእሎ ዘተ ሰላም ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲን ገዛኢ ፓርቲ ክልል ትግራይን ይሰላሰለሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ከይዲ ዘተ ሰላም ዘለዎም ትጽቢት፡ ተስፋን ስክፍታን ንኸካፍሉና ንክኢላ ሕጊን ንፖለቲካዊ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተልን ብንጥፈት ዝሳተፍን ኣቶ ኢሳያስ ሃይለማርያም ካብ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርኒያን ብዓል ሞያ ስነ ህንፃ(ኣርኪቴክት) ኤርምያስ አማረ: ቅድም ክብል ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ኣርክተክቸር ዝነበረን ኣብዚ ሕዚእዋን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝርከብ ሓደ ዓብይ ናይ ኮንስትራክሽን ኩባኒያ ዝሰርሕን ከምኡ'ውን ንፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝምልከቱ ዛዕባታት ኣብ ዝተፈላለዩ መርበብ ሓበሬታታትን ማሕበራዊ ሚዲያን ዝፅሕፍን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት