189 ተሳፈርቲ ሒዛ ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ማያት ኢንዶኖዥያ ተሓምሺሻ

Your browser doesn’t support HTML5

ዋንነታ ላዮን ኤር ናይ ዝተባህለ ትካል ዝኾነት ነፋሪት ኢንዶኖዥያ 189 ተሳፈርቲ ሒዛ ካብ ከተማ ጃካርታ ድሕሪ ምብጋሳ 13 ደቓይቕ ኣብ ገማግም ባሕሪ’ታ ሃገር ምሕምሻሻ ተገሊጹ።