ተሳትፎ ኤርትራ ኣብ ውሽጣዊ ኲናት ኢትዮጵያ ብኽልተ መነጽር

ንተራ ኤርትራ ኣብ ኲናት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኣምባሳድር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ካብ ብራስለስ በልጂምን ፕሮፈሰር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል ካብ ኪንግስተን ካናዳን’ዮም ኣዘራሪብና ኣሎና።

ኣምባሳድር ዓንደብርሃን ኣብ በበይኖም መንግስታዊ መዝነት ከምእኒ ፕረዚደንት ዩኒቨርስቲ ኣስመራ፡ ኣመሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ኣብ መወዳእታ ኣምባሳድር ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝነበረ ክኸውን እንከሎ፡ ፕሮፈሰር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል ድማ መምህርን ተመራማሪን ታሪኽ ኣብ ኲንስ ዩኒቨርስቲ ካናዳ ኢዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት