ተራ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ እዋን ግጭት

  • ገብረ ገብረመድህን

ዶ/ር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስን ገብረክስርቶስ ገብረስላሴ

ዶክተር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ ካብ ዊኒፔግ ካናዳን ገብረክስርቶስ ገብረስላሴ ካብ ኣምስተርዳም ኔዘርላንድስን ኣሉታውን ኣወንታውን ተራ ማሕበራዊ ሚዲያን ተኣሳሰርቲ ነጥብታትን ብዝምልከት ሓሳባቶም ኣካፊሎምና ኣለው።

ምሁር ታሪኽ ዶክተር ሙሴ ኣብ ዝተፈላለዩ ዩኒቨርስታት ንዓሰርተ ዓመታት ዝመሃረን ኣብ ምምሕዳር ዊኒፔግ ካናዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ስደተኛታት ን እዩ። ገብረክርስቶስ ገብረስላሰ ድማ ተመራማራይ ስነ ልሳን ኮምፒተር ሳይንስን ኮይኑ ኣብ ሕብረተሰብን ማሕበራዊ ሚዲያን ኣድሂቡ የፅንዕ። ምስ ምጅማር ኲናት ትግራይ ተኣሳሲሩ ፅሑፋን መረዳእታታትን ዝወፀላ Tghat.com ትብሃል መርበብ ሓበሬታ ከም ዝመስረተ’ውን ይሕብር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ተራ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ እዋን ግጭት


ካልኣይ ክፋል'ቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም