ተሞኩሮ ኢትዮጵያዊያን ተሳተፍቲ YALI 2019(2ይ ክፋል)
Your browser doesn’t support HTML5
ራህዋ ገብረመስቀልን ደስታ መኮነንን ይብሃሉ።ማንዴላ ዋሽንግተን ፌለውሺፕ ንኣፍሪካዊያን መናእሰይ መራሕቲ ኣብ ዝተብሃለ ፕሮግራም ንልዕሊ ሽዱሽተ ሰሙናት ካብ መንጎ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያዊያን እዮም።
Your browser doesn’t support HTML5