ተመራመርቲ ካብ ቅናት ከዋኽብቲ ወጻኢ ዝኾነ ሓደ ድጉል ኮኾብ ምርካቦም ይገልጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ተመራመርቲ ስነ ህዋ ካብ ብ ‘ሚልክ ዌይ’ ዝፍለጥ ቅናት ከዋኽብቲ ወጻኢ ሓደ ድጉል ኾኾብ ምርካቦም ይገልጹ ኣለው። እዚ ጸሊም ጉድጓድ ድጉል ኾኾብ’ዩ ዝተባህለ ልዑል መጠን ጨረር ዘየፍርይ ብምዃኑ’ዩ።