ተሓለቕቲ መሰላት ንስጉምቲ ምእጋድ ሬድዮ ፈረንሳ ኣብ ቡርኪኖፋሶ ይዂንኑ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ተሓለቕቲ መሰላት ንስጉምቲ ምእጋድ ሬድዮ ፈረንሳ ኣብ ቡርኪኖፋሶ ይዂንኑ

ቡርኪናፋሶ ንፈነወ ዓለምለኸ ሬድዮ ፈረንሳ ምእጋዳ ጉጅለታት ተሓለቅቲ ነጻነት ፕረስ ኾኒኖም። ወታሃደራዊ መራሕቲ ቡርኪናፋሶ ነቲ ናይ ፈረንሳ ዝኾነ ፈነወ ዓለምለኸ ሬድዮ ፈረንሳ ዝኸልከልዎ ሓሶት ክብሉ ንዝገለጽዎ ጸብጻብ እቲ ሬድዮ ምኽንያት ብምግባር እዩ።

ነቐፍቲ ግን እዚ ስጉምቲ እቲ ወታሃደራዊ ምምሕዳር ኣንጻር እቲ እናገደደ ዝኸይድ ዘሎ ጸገም ጸጥታ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ቃልሲ ንዜናን ሓበሬታን ክቆጻጸር ብምድላዩ ይብሉ።