ተሓለቕቲ መሰላት ንስጉምቲ ምእጋድ ሬድዮ ፈረንሳ ኣብ ቡርኪኖፋሶ ይዂንኑ
Your browser doesn’t support HTML5
ቡርኪናፋሶ ንፈነወ ዓለምለኸ ሬድዮ ፈረንሳ ምእጋዳ ጉጅለታት ተሓለቅቲ ነጻነት ፕረስ ኾኒኖም። ወታሃደራዊ መራሕቲ ቡርኪናፋሶ ነቲ ናይ ፈረንሳ ዝኾነ ፈነወ ዓለምለኸ ሬድዮ ፈረንሳ ዝኸልከልዎ ሓሶት ክብሉ ንዝገለጽዎ ጸብጻብ እቲ ሬድዮ ምኽንያት ብምግባር እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5