'ተላይ መሰንቆ' ንጽል ደርፊ ሱሌማን ኣሕመድ ልዑል ተቐባልነት ትረክብ

Your browser doesn’t support HTML5

ሱሌማን ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ኣቑርደት ተወሊዱ ዝዓበየን ቅልጡፍ ተፈላጥነት ዝረኸበን መንእሰይ ስነ-ጥበባዊ እዩ። 'ተላይ መሰንቆ' ትብል ኣብ መበቆላዊ ባህሊ ብሄረ ትግረ ዝተመርኮሰት ናይ ፍቕሪ ደርፉ፡ ኣብዚ ዓመት ዝለዓለ ቁጽሪ ሰማዕቲ ካብ ዝረኸባ ደርፍታት ኮይና'ላ።