ጀነቫ —
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና፣ ብሕልፊ ኣብ ልዕሊ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ቆልዑ ሃገራት ትሕቲ ሳሃራ ኣፍሪቃ ኣዕናዊ ውጽኢት የስዕብ ከምዘሎ፣ ፈንድ ህጻናት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ብሰንኪ’ቲ ለበዳ ቆልዑ ዘኽቲሞም፣ ንብዙሓት ማሕበራዊ ጸገማት ዝተቃልዑ ከምዝገበሮም’ውን እቲ ትካል ሓቢሩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ቫይረስ ኮሮና ንህይወት ህጻናት ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ የዕንው ምህላው ተገሊጹ