ቪዥን ኢትዮጵያ ሻውዓይ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድማ ፈለማይ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ፕረዚደንት ቪዥን ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር ጌታቸው በጋሻው

ፕረዚደንት’ቲ ውድብ ፕሮፌሰር ጌታቸው በጋሻው ነዚ ኩነታት ክፈጠር ምክንያት’ዮም ዝበልዎም መንእሰያት ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም

ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝመደበሩ ቪዥን ኢትዮጵያ ንፈለማ ጊዜ አብ አዲስ አበባ ኢትዮጵያ 7ይ ጉባኤ ምርመርን መጽናዕትን የካይድ ኣሎ።

ፕረዚደንት’ቲ ውድብ ፕሮፌሰር ጌታቸው በጋሻው ነዚ ኩነታት ክፈጠር ምክንያት’ዮም ዝበልዎም መንእሰያት ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም።

“ ካብ ሃገርና ተሰዲድናን ንዝነበርና ስደተኛታት ፖለቲካ ብደምኩምን ክቡር ህይወትኩም ንዓና ነጻ ንዘውጻእኩምና ናብ ሃገርና ክንኣትው ዘብቓዕኩምና መንእሰያት ኢትዮጵያ ፋኖን ቄሮን ካ ኦትን ኩሉኹም ዕዳኩም ክንከፍልን ንህበኩም ክብርን ምስጋናን እኹል ከምዘይኸውን አባላት ቪዥን ኢትዮጵያ ኩልና ንኣምን’ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቪዥን ኢትዮጵያ ሻውዓይን ፈለማይ ጉባኤኡ ኣብ አዲስ አበባ የካይድ ኣሎ