ቪኦኤ ምስ ወናኒ ዳህላክ ሆቴልን መዘናግዕን ጆቫኒ ፕሪሞ ኣብ ምጽዋዕ ኤርትራ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣቶ ጆቫኒ ፕሪሞ፡ ደጊም ድሕሪ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዕብየትና ጠጠው ዘብለና የለን፡ ሰብ ግን ብናጻ ክንግድን ሃገሩ ከማዕብልን ዕንቅፋት ከጋጥሞ የብሉን ይብል