“ቪቪ ኪድስ" ቆልዑ እንዳተዘናግዑ ዝመሃሩሉን ፕሮጀክት
Your browser doesn’t support HTML5
ቅሳነት ጎይትኦም ዝተባህለት በዓልቲ ሞያ ምህንድስና ኮምፕዩተር ቆልዑ እናተዘናግዑ ዝመሃሩሉ፡ ባህሎም፡ክብርታቶምን ልምድታቶምን ዝፈልጥሉ ፕሮጀክት ኣማዕቢላ።
Your browser doesn’t support HTML5