ብፕረዚደንት ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ አካይዱ

ብፕረዚደንት ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኤርትራ ብምብጻሕ ምስ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ኣብ ክልቲኣዊ ዝምድና ዘተኮረ ኣኼባ ሎሚ ሶሉስ ኣብ ኣስመራ ኣካይዶም።

ብፕረዚደንት ማሕበር ሰራሕተኛታት ኣቶ ካሳሁን ፌሎ ዝምራሕ 44 አባላት ዘለዎ ጉጅለ ልኡኽ ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ንወደብ ባጽዕ፡ ገለ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ፋብሪካታትን ፌስቲቫል ኤክስፖን ምብጽሖም ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ዘውጽእዎ ናይ ትዊተር መልእኽቲ ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ብፕረዚደንት ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ አካይዱ