ብደቂ ተባዕትዮ ዝተዓብለለ ጸወታ ጎልፍ ትዕወት ዘላ ሴኔጋላዊት ኾኾብ ተጻዋቲት
Your browser doesn’t support HTML5
ጸወታ ጎልፍ ገለ ግዜ ዉሑዳት ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒ ዘለዉ ሰባት ጥራይ ዘዘውትርዎ ዓይነት ስፖርት ተገይሩ ይረአ።
ኣብ ሴኔጋል ግን ጓለንስተይቲ ኮኸብ ተጻዋቲት ጎልፍ ንምስሊ'ቲ ስፖርት ሓድሽ መልክዕ ንኽረክብ ትገብርን ነቲ ኣብታ ሃገር ጾታ ብዝምልከት ዘሎ ዓቃባዊ ባህሊ ትብድህን አላ።