መቐለ —
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወልዐ ኲናት ሰፊሕ ሰብኣዊን ንብረታዊ ክሳራ ደኣ የስዕብ እምበር፡ በቲ ካልእ ገጹ ግን ንሓያሎ ኣብነታት ሰብኣዊ ሓገዝ፡ ርህራሀን ተኻፊልካ ምንባርን ኣርእዩ ኣሎ። ሓንቲ ካብዘን ኣብ ትግራይ ንተመዛበልቲ ልቢ ዝትንክፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝገብራ ዘለዋ እምሆይ ጸጋ ግርማይ’የን።
Your browser doesn’t support HTML5