ብዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ
Your browser doesn’t support HTML5
ብዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ንሳልሳይ ዓመት ኣብ ኣደባባይ ኣይተኸበረን።እቲ ብዓል ብባህላዊ ኽዳንን ኣሰራርሓ ፀጉርን መጋየፅታትን ዝደመቓ ደቂ ኣንስትዮ በብከባቢኡ ኣኽቢረንኦ ኣለዋ።
Your browser doesn’t support HTML5