ዋሽንግተን —
ኣግኣዚ ማሞ ኣብ ኣመሪካ ተወሊዱ ዝዓበየ እዩ። ኣብ ሞያ ፋሽን ዝነጥፍ ኮይኑ ብፍላይ ከኣ ባህላውን ታሪኻውን ፍፃመታት ናብ ፋሽን ብምምፃእ መናእሰይ ማሕበረሰብ ትግራይ ነበርቲ ላስቬጋስ ኣብ ምብርታዕ ይርከብ። ንስራሕቱን ንጥፈታት ምንቅስቃስ መናእሰይ ላስቬጋስ ኣመልኪትና ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ብቕዲ ክዳን ባህሊን ልምዲን ሕብረተሰቡ ዘላሊ መንእሰይ