ብሰንኪ ወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬን ሓረስቶት ደቡብ ኣፍሪቃ ፍርያቶም ንምስዳድ ይጽገሙ

Your browser doesn’t support HTML5

ብሰንኪ ወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬን ሓረስቶት ደቡብ ኣፍሪቃ ፍርያቶም ንምስዳድ ይጽገሙ

ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ዘካየደቶ ወራር ስዒቡ ኣብ ልዕሊኣ ዝተነበረ ማዕቐባት ከም ኣራንሺ ለሚንን ናርገን ዝበሉ ፍረታት ዘፍርዩ ሓረስቶት ደቡብ ኣፍሪቃ ፍርያቶም ናብ ዕዳጋታት ሩስያ ክሰዱ ብዘይምኽኣሎም ከቢድ ፀገም ፈጢርሎም’ሎ።

ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዓለም ካልኣይቲ እዞም ብፍረታት ሲትሩስ ዝፍለጡ ፍርያት ኮይና ብብዝሒ ናብ ወፂኢ ትሰድድ ሃገር’ያ። ሕጂ ግን ሓረስቶታ ንፍርያቶም ዕዳጋ ንምርካብ ጸገም ኾይንዎም’ሎ።