ብሪጣንያ: ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክትሰዶም ምምዳባ ካብ ብዙሓት ተቓውሞ ኣስዒቡ'ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

መንግስቲ ብሪጣንያ ኣብ ሃገሩ ንዝርከቡ ሓተቲ ዑቕባ፡ ጉዳዮም ኣብኡ ክርኣይ ብዝብል ናብታ ኣሸሓት ኪሎሜተራት ርሒቓ ትርከብ ሩዋንዳ ክሰዶም መዲቡ'ሎ።