ብምትሕብባር መንግስቲ ኣሜሪካን ዩኒቨርሲቲ መቐለን ዝተሰርሓ ‘ኣሜሪካን ኮርነር’ መቐለ

Your browser doesn’t support HTML5

"መቐለ ኣሜሪካን ኮርነር" መናእሰይ ዝጥቀምሉ ማእኸል ሓበሬታን ቴክኖሎጂን ብዛዕባ ዘለዎ ኣገልግሎትን: መናእሰይ ድማ ካብቲ ማእኸል እንታይ ጥቕሚ ይረኽቡ ንዝብል ንገለ ተጠቐምቲ ኣዘራሪብና ኣለና:: እቲ ማእኸል ብምትሕብባር መንግስቲ ኣሜሪካን ዩኒቨርሲቲ መቐለን ዝተሰርሐ እዩ::