ዋሽንግተን —
ተክኖሎጂ ኣብ ህይወት ደቂሰባት ኣገዳሲ ተራ ኣብ ዝጻወተሉ ዘሎ እዋን፡ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ጸገማት'ውን ኣለዎ። ንኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚድያ እንተርኢና፡ ኣብ ክንዲ ኣብ ጽቡቕ ኣብ ሕማቕ ዝውዕለሉ ኣጋጣሚታት ብዙሕ'ዩ። ንሎሚ ፥ ብማሕበራዊ ሚድያታት ዝሓልፉ መልእኽትታት ብኸመይ ነንብቦምን ንርድኦምን? ግጉይ ዝኾነ ሓበረታ ካብ ምትሕልላፍ'ከ ማዕረ ክንደይ ንጥቀቕ፡ ዝብል ኣርእስቲ ኣልዒልና ብርክት ዝበሉ ምሁራትን ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚድያን ዓዲምና ኣለና።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
Your browser doesn’t support HTML5
ብማሕበራዊ ሚድያታት ዝሓልፉ መልእኽትታት ብኸመይ ነንብቦምን ንርድኦምን? ግጉይ ዝኾነ ሓበረታ ካብ ምትሕልላፍ'ከ ማዕረ ክንደይ ንጥቀቕ?
Your browser doesn’t support HTML5
ብማሕበራዊ ሚድያታት ዝሓልፉ መልእኽትታት ብኸመይ ነንብቦምን ንርድኦምን? ግጉይ ዝኾነ ሓበረታ ካብ ምትሕልላፍ'ከ ማዕረ ክንደይ ንጥቀቕ?