አዲስ አበባ —
ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ “ሓቂ ምስና ምስቶም መራሕቲ ለውጢ ስለዝኾነት ዝዓግተና የልቦን” ክብሉ ሎሚ ንፓርላማ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሓቢሮም።
ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣብቲ ሎሚ ንፓርላማ’ታ ሃገር ዝሃብዎ መግለጺ ብሓድነት ኢትዮጵያ ንዝመጸና ሓይልታት ብብርዒ ዘይኮነ ክላሽን ሒዝና’ውን ክንዋጋእ ኢና ክብሉ ኣብቲ ጉዳይ ከምዘይደራደሩ ኣፍሊጦም።
Your browser doesn’t support HTML5
“ብሓድነት ኢትዮጵያ ንዝመጸና ብብርዒ ዘይኮነ ክላሽን ሒዝና’ውን ክንዋጋእ ኢና” ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ
ሎሚ ቕነ ኣብ ባህርዳርን አዲስ አበባን ዝተፈጸሙ ቅትለታት ወሲኽካ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘቕንዔ በለካ ለኽዓካን ወረ ጅምላዊ ውሳነን ንዝበልዎ’ድማ ኣምሪሮም ነቒፎም።
ቀ/ሚ ኣብይ ነቲ ናይ ባህርዳርን አዲስ አበባን ቅትለታት መጥቓዕቲታትን ፈተነ ዕልዋ ኣይኮነን ንዝበሉ ብትሪ ነቂፎም ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
“ብሓድነት ኢትዮጵያ ንዝመጸና ብብርዒ ዘይኮነ ክላሽን ሒዝና’ውን ክንዋጋእ ኢና” ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ