▶ብሊክን ኣብ ጉዳይ ሰላም ጸቒጦም ብምዝራብ፤331 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ሓገዝ ይመባጽዑ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ዘካይዱ ዘለው ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ንናይ 500-ሽሕ ስቪላት ሞት ምኽኒያት ዝኾነ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ደማዊ ኲናት ዘቋረፀ ውዕል ሰላም ኣብ ምትግባር ከተኩሩ እዮም።ድሕሪ ናይ ኣዲስ ኣበባ መገሽኦም ብሊንከን ናብ ኒጀር ከምርሑ እዮም። እቲ ደማዊ ግጭት ከብቅዕ ኣካል ናይ ዝተኻየደ ስምምዕ ሰላም ሓይልታት ትግራይ ታንክታትን ከበድቲ ኣፅዋራቶምን ኣብ ዝሓለፈ ጥሪ ኣረኪቦም።