ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 3,231 ተአረምቲ ሕጊ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ወሲኑ

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 3,231 ተአረምቲ ሕጊ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ወሲኑ።

ብይቕሬታ ክፍትሑ ዝወስንኩ ኣብ መአረሚ ዝርከቡ ሓይሊ መናእሰይ ንስራሕ ክውዕል ተሊመ እዩ ክብል መንግስቲ’ቲ ክልል ሓቢሩ’ሎ።

ሕጊ ይቕራታ ዘማልኡ ድማ ሎሚ መዓልቲ ክፍትሑ ወሲነ ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 3,231 ተአረምቲ ሕጊ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ወሲኑ