ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕ/ሃ 'ንሰብኣዊ ቅልውላው ክልል ትግራይ' ከምዝተዘራረበሉ ተፈሊጡ

  • በትረ ስልጣን

ፋይል

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ዝነበሮ ዕጹው ኣኼባ፣ ‘ንሰብኣዊ ቅልውላው ክልል ትግራይ’ ከምዝተዘራረበሉ ተፈሊጡ።


አምባሳደር ዘይቀዋሚ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ ናይ ዝኾነት ጀርመን "ናብ ክልል ትግራይ፣ ገደብን ደረትን ዘይብሉ ምንቅስቃስ ንትካላት ረድኤት ንክህሉ ብምሕታት፣ ቅትለት ሰራሕተኛታት ትካላት ረድኤት ኣብ ክልልትግራይ ዘሕዝን እዩ" ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕ/ሃ 'ንሰብኣዊ ቅልውላው ክልል ትግራይ' ከምዝተዘራረበሉ ተፈሊጡ