ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ መቐለ አካይዱ

ከተማ መቐለ

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ፡ ድሕሪ ሸሞንት ኣዋርሕ፡ ቀዳም ሓምለ 17,2013፡ ኣብ ከተማ መቐለ ጉባኤኡ ኣካይዱ።

ኣብቲ ጉባኤ፡ መራሒ ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል፡ ጸብጻብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕን ትልሚ እዋን ክራማትን ኣቕሪቦም።

ዶክተር ደብረጽዮን“ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ክፍጸም’ዩ ተባሂሉ ዘይግመት ግፍዒ ዋላ እንተ ወረደ፡ እቲ ህዝቢ ነዚ ተጻዊሩ ብምቅላስ ዓቢ ዓወት እናሓፈሰ ይርከብ፡” ኢሎም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ መቐለ አካይዱ