መቐለ —
ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ንዝካየድ ምርጫ ዘፈጽሙ ሓሙሽተ ኣባላት ኮሚሽን ምርጫ ሎሚ መዓልቲ ከም ዝሸመ ኣፍሊጡ።
Your browser doesn’t support HTML5
ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ምርጫ ዘፈጽሙ ሓሙሽተ ኣባላት ኮሚሽን ምርጫ ከም ዝሸመ ኣፍሊጡ