ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ሕገ ስርዓት ውሁድ ፓርቲ ምፃድቑ ኣፍሊጡ

ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐን ሎሚ ዝተዛዘመን ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ሕገ ስርዓት ሓዱሽ ውሁድ ፓርቲ ብምሉእ ድምፂ ምፃድቑ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ኣፍሊጡ።

እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ህውሓት ካብ ውሁደት ኣባላት ኢህወዴግ ርእሱ እንተግለለ’ኳ ነታ ሃገር ዝመርሕ ዘሎ መንግስቲ ኣብዝሓ መናብር ካብ ምሓዝ ኣይኽልክሎን እዩ ክብሉ ሓደ ምሁር ገሊፆም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ሕገ ስርዓት ውሁድ ፓርቲ ምፃድቑ ኣፍሊጡ