ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ቅሉዕ ደብዳበ ንፕረ.ባይደን ጽሒፉ

ከተማ አዲስ አበባ

ቤት ምኽሪ ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ንረቂቕ ሕግታት HR6600ን S 3199 ብምቅዋም ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ጽሒፉ።

3,700 ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ከምዝሓቖፈ ዝገልፅ እቲ ቤት ምኽሪ ክልቲኦም ረቂቕ ሕግታት ኣመሪካ ምስ እትኽተሎ ናይ ወፃኢ ጉዳያት ፖሊስ ናይ ልምዓት፣ናጽነትን ዲሞክራሲንን ክብርታት ዝራፀሙ ምዃኖም እቲ ደብዳበ ይገልፅ ።