ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ጉባኤኡ ጀሚሩ

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ጉባኤኡ ሎሚ ዓርቢ ጀሚሩ::

እቲ ጉባኤ ብምክትል ኣማሓዳሪ ዶ/ር ደብረፅዮን ዝቐረበ ናይ 2012 ዓ/ም ትልሚ ዘትይሉ’ሎ።ኣብዚ ዓመት ኣብ ክልል ትግራይ ሰላም ተሓልዩ ንክኸይድ ምምሕዳሮም ከምዝሰርሕ ብምግላፅ ሓይሊ ፀጥታ እቲ ክልል ንዝህልው ኹለመዳይ ተልእኾ ብቑዕ ክኸውን ይግባእ ኢሎም::

ምሉእ ት ሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ጉባኤኡ ጀሚሩ