ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ብዝረአ ዘሎ ዘይእዋናዊ ዝናብ ሓረስቶት ምህርቶም ክእኽቡ ጸዊዑ

ኣብ ትግራይ ኣብዚ ሐጂ እዋን ግዚኡ ዘይሓለወ ዝናብ ስለዘሎ ሓረስቶት ምህርቶም ከይባኽን ብቕልጡፍ ክእክቡ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ፀዊዑ።

ማእከል ግልጋሎት ሜቴሮሎጂ እቲ ክልል ከምዝገለፆ እቲ ዝናብ ወርሒ ሕዳር እውን ክቕፅል እዩ ክብል ኣፍሊጡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ብዝረአ ዘሎ ዘይእዋናዊ ዝናብ ሓረስቶት ምህርቶም ክእኽቡ ጸዊዑ