▶በዓል ጥምቀት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸቢሩ ውዒሉ
Your browser doesn’t support HTML5
በዓል ጥምቀት ሎሚ ዓመት ኣብ መላእ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝደመቐ ኣገባብ ተኸቢሩ ከምዝወዓለ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታ እተን ሃገራት ዝመጻና ሓበረታ ኣመልኪቱ`ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5