መቐለ —
በዓል ኣሸንዳ ሎሚ ዓመት ካብ ዕለት 16-18 ነሓሰ 2010 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ስታድዮም ባሎኒ ከምዝተካየደ ይፍለጥ። እዚ ናይ ሎሚ ዓመት በዓል ኣሸንዳ ኣብ ስታድዮም ባሎኒ ምግባሩ ንፈለማ ግዜ እዩ። ባሎኒ ብባንዴራ ኢትዮጵያን ናይ ኩለን ክልላትን ባንዴራ መክልኪዑ ኔሩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳ ከተማ መቐለ
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ጸብጻብ ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳ ከተማ መቐለ