በዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ክኽበር ጀሚሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ሎማ ኣብ ከተማታት መቐለን ዓብዪ ዓዲን ብፍሉይ እቲ በዓል ምኽባር ዝጀመረ ኮይኑ ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል እውን ይኽበር ኣሎ:: ኣብ ከተማ መቐለ እቲ በዓል ኣብ ዝተጀመረሉ እዋን ፕረዚዳንት ፌድራላዊ ዴሞክራሲያዊ ሪፑብሊክ ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ተረኺቦም ኔሮም::