በዓል ኣሸንዳ ሎሚ ኣብ መላእ ትግራይ ተጀሚሩ

በዓል ኣሸንዳ ኣብ መላእ ትግራይ ሎሚ ረቡዕ ብድምቀት ምኽባር ተጀሚሩ።

ኣብ ከተማ መቐለ እቲ በዓል ምኽባር ኣብ ዝተጀመረሉ እዋን መደረ ዘስምዑ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትሪን ትግራይ ኣምባሳደር ዶክተር ኣዲስኣለም ባሌማ እዚ በዓል ሓድነት ህዝቢ ዘሕይል እዩ ኢሎም።

ኣብቲ መድረኽ ኤርትራዊ ስነጥበበኛ ካሕሳይ በርሀ ሓዊሱ ብዙሓት ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ስራሓቶም ኣቕሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

በዓል ኣሸንዳ ሎሚ ኣብ መላእ ትግራይ ተጀሚሩ