በዓል ብዙሕ ሞያ መንእሰይ ዮሃንስ ገ/ሄር

Your browser doesn’t support HTML5

በዓል ብዙሕ ሞያ መንእሰይ ዮሃንስ ገ/ሄር

ኣብ በበይኑ ሞያታት ዝነጥፍን ኣብ ዝሓዞ ሞያ ድማ ብኣብነት ዝጥቀስን ዮሃንስ ገ/ሄር ብዛዕባ ዝነጥፎ ሞያታትን ተመክሮን ከካፍል ኣዘራሪብናዮ ኣለና።