ኣስመራ —
ኣቶ ጸሃየ ስዩም ይበሃል።ኣብ ሃገረ ጀርመን ዝነብር ኤርትራዊ ኮይኑ ቋንቋ ትግርኛ ኣህጉራዊ ደረጃ ክህልዎን ተፈላጥነት ክረክብን ዝሰርሕን ዝጽዕርን ዘሎ ግዱስ’ዩ።
ዛጊት ጀርመንኛ-ትግርኛ፡ትግርኛ-ጀርመንኛ መዝገበ ቃላት ዝረከቦም 10 ዝተፈላለዩ መምሃሪ መጽሓፍትን ካልኦት ብድምጽን ምስልን ዝተሰነዩ ሓገዝቲ ሲዲታትን ኣዳልዩ ንተጠቀምቲ ዘርጊሑ’ሎ።
ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኣቶ ጸሃየ ንድሕረ ባይትኡን ዘካይዶ ዘሎ ንጥፈታትትን ኣመልኪቱ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዝገበሮ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።
Your browser doesn’t support HTML5